Online Bible

- Advertisements -




ፊልጵስዩስ 3:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ነዝ ዅሉ ድሮ ረኺበዮ፥ ወይ ድማ ቅድሚ ሕዚ ፍፁም ኮይነ እየ ማለተይ ኣይኮነን። ግና ክርስቶስ ኢየሱስ ናቱ ስለ ዝገበረኒ፥ ኣነ ድማ ነዝ ዅሉ፥ ናተይ ክገብሮ ኢለ እፅዕር ኣለኹ።

See the chapter Copy




ፊልጵስዩስ 3:12

Follow us:

Advertisements


Advertisements