24 ኣብ ምድረ በዳ ኸም ዝለመደት፥ ንድልየታ ንፋስ ከም እተሽትት፥ ካብ ድልየታ ኽኽልክል ዝኽእል ከም ዘየለ፥ ኣድጊ በረኻ ኾንኪ፤ ዝደልይዋ ዅላቶም ኣይደኽሙን፤ ኣብ ወርሓታ ይረኽብዋ።