4 መብልዕ ማእዱን፥ ኣቀማምጣ ሹመኛታቱን ኣቀዋውማ ኣገልገልቱን ኣከዳድናኦምን፥ ኣሰለፍቲ ወይኑን ኣከዳድናኦምን፥ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ዘዕርጎ መስዋዕትን ምስ ረአየት፥ ውኖኣ ተመሰጠ።