7 ሽዑ እቶም ሰባት፡ ብሬሳ ሰብ ተረኺስና ኢና። ስለምንታይ ኢና ንእግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ደቂ እስራኤል መስዋእቲ እግዚኣብሄር ኣብቲ ጊዜኡ ኸይነቕርብ፡ ተዓጊትና ኣሎና፧