28 እቶም ንርእስኻ ዝገበርካዮም ኣማልኽትኻ ግና ኣበይ ኣለዉ፧ ኣብ ግዜ ሽግርካ ከድሕኑኻ እንተኽኢሎም ይለዓሉ፤ ኣታ ይሁዳ፡ ከም ብዝሒ ከተማታትካ ኣማልኽትኻ እዮም!