Online Bibel

- Annoncer -




ትንቢት ዮናስ 1:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ዮናስ ግና ኻብ ገፅ እግዚኣብሄር ክሃድም ናብ ተርሴስ ተልዓለ፤ ናብ ኢዮጴ ኸዓ ወረደ፤ ናብ ተርሴስ እትሓልፍ መርከብ ድማ ረኸበ። ካብ ገፅ እግዚኣብሄር ምእንቲ ኽሃድም፥ ምስኣቶም ናብ ተርሴስ ክኸይድውን፥ ዋጋ ኸፊሉ ናብ መርከብ ኣተወ።

Se kapitlet Kopi




ትንቢት ዮናስ 1:3

Følg os:

Annoncer


Annoncer