Online Bible

- Reklamy -




ምስላታት 30:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8-9 ካብ ምትላልን ሓሰትን ሓልወኒ፤ ፀጊበ ኸይክሕደካ እሞ ‘እግዚኣብሄር መን እዩ?’ ኸይብል፥ ወይ ደኽየ ኸይሰርቕ እሞ ስምካ፥ ስም ኣምላኸይ ከየፅርፍስ፥ ድኽነትን ሃብትን ኣይትሃበኒ፤ ግና እቲ ዘድልየኒ እንጀራ ሃበኒ።”

Viz kapitola kopírovat




ምስላታት 30:8

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy