Online Bible

- Reklamy -




ምስላታት 30:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ናብ ሰማይ ዝደየበ እሞ ዝወረደኸ መን እዩ? ንንፋስከ ኣኪቡ ብኢዱ ዝዓመዀ መን እዩ? ንማይከ ኣብ ክዳኑ ዝቛፀሮ መን እዩ? ንዅሉ ወሰናት ምድሪ ዘፅንዐኸ መን እዩ? እዙይ ትፈልጥ እንተ ዄንካ መን እዩ ስሙ? ስም ወዱኸ መንዩ?

Viz kapitola kopírovat




ምስላታት 30:4

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy