Online Bible

- Reklamy -




ማቴዎስ 1:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22-23 እዝ ዅሉ ዝኾነ ድማ እቲ እግዚኣብሄር ብነቢይ “እንሆ ድንግል ክትጠንስ፥ ወዲውን ክትወልድ እያ፤ ስሙ ኸዓ ኣማኑኤል ክበሃል እዩ፤ ትርጕሙ ድማ ‘እግዚኣብሄር ምሳና’ ማለት እዩ” ኢሉ ዝተዛረቦ ምእንቲ ኽፍፀም እዩ።

Viz kapitola kopírovat




ማቴዎስ 1:22

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy