Online Bible

- Reklamy -




ዘሌዋውያን 4:26 - መፅሓፍ ቅዱስ

26 ንዅሉ እቲ ስብሑ ድማ፥ ከምቲ ንስብሒ እቲ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ምስጋና ዝተሓርደ ዝገበሮ፥ ኣብ መሰውኢ የቃፅሎ። እቲ ኻህን ድማ ኸምዙይ ገይሩ ሓጢኣቱ የስተስርየሉ፤ ሽዑ ይቕረ ኽበሃለሉ እዩ።

Viz kapitola kopírovat




ዘሌዋውያን 4:26

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy