Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
33 ሓደ ሌዋዊ ኻብዘን ኣብ ከተማታት ሌዋውያን ዘለዋ ኣባይቲ፥ ቤት እንተ ሸጠ፥ መሊሱ ኽዕድጋ ድማ እንተ ዘይከኣለ፥ እታ ቤት ብዓመት ኢዮቤልዩ ሓራ ትውፃእ። እተን ኣብ ከተማታት ሌዋውያን ዘለዋ ኣባይቲ ኣብ ማእኸል ደቂ እስራኤል ርስቲ ሌዋውያን እየንሞ።