Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
42-43 ንደቂ እስራኤል ካብ ግብፂ ኸውፅኦም እንተለኹ ኣብ ዳስ ከም ዘስፈርክዎም፥ ውሉድ ወለዶኹም ምእንቲ ኽፈልጡ፥ ሸውዓተ መዓልቲ ኣብ ዳስ ተቐመጡ፤ ካብ እስራኤል ዝተወለዱ ዅሎም ኣብ ዳስ ይቀመጡ፤ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ።