Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
36 ሸውዓተ መዓልቲ ንእግዚኣብሄር ዝቃፀል መስዋእቲ ኣቕርቡ። ብሻምነይቲ መዓልቲ ቅዱስ ጉባኤ ይኹነልኩም፤ ንእግዚኣብሄር ከዓ ዝቃፀል መስዋእቲ ኣቕርቡ። መዓልቲ ጉባኤ እዩ እሞ ዝኾነ ስራሕ ኣይትስርሑ።