Online Bible

- Reklamy -




ኤርሚያስ 5:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 በደሎም መጠን የብሉን፤ ጥልመቶም ከዓ እናወሰኸ እዩ ዝኸይድ ዘሎ፤ ስለዙይ ኣንበሳ ካብ ዱር ወፂኡ ይሰብሮም፤ ተዅላ በረኻ ድማ የጥፍኦም፤ ነብሪ ኣብ ከተማታቶም የድቢ፤ ውፅእ ንዝበለውን ይምንጥሎ።

Viz kapitola kopírovat




ኤርሚያስ 5:6

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy