Online Bible

- Reklamy -




ኤርሚያስ 2:28 - መፅሓፍ ቅዱስ

28 “ይሁዳ፥ ኣማልኽትኻ ኽንዲ ቝፅሪ ኸተማታትካ እዮም፤ እቶም ንርእስኻ ዝገበርካዮም ኣማልኽትኻ ደኣ ኣበይ ኣለዉ? ብጊዜ መከራኻ ኸድሕኑኻ ዝኽእሉ እንተ ኾይኖምስ ይተስኡ።

Viz kapitola kopírovat




ኤርሚያስ 2:28

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy