20 ነቲ ፅላት ኪዳን ወሲዱ ድማ፥ ናብ ታቦት ኣእተዎ እሞ፥ ነቲ ታቦት መፃውር ገበረሉ፤ ነቲ ስርየት ሓጢኣት ዝርከበሉ መኽደን ከዓ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ታቦት ኣንበሮ።