17 እዝ ንግስቲ ዝገበረቶ ነገር፥ ኵለን ኣንስቲ ኽሰምዓኦ እየን እሞ ‘ንጉስ ኣርጤክስስ ንንግስቲ ኣስጢን ናብኡ ኸምፅእዋ ኣዘዘ፤ ግና ኣይመፀትን’ እናበላ ንሰብኡተን ክንዕቓኦም እየን።