Online Bible

- Reklamy -




ኤፌሶን 1:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11-12 ንሕና ኣቐዲምና ብክርስቶስ ተስፋ ዝገበርና፥ ንናይ ክብሩ ምስጋና ምእንቲ ኽንከውን፥ እቲ ብፍቓዱ ንዅሉ ነገራት፥ ከም ምኽሩ ዝገብር እግዚኣብሄር፥ ወረስቲ ኽንከውን ብወዱ ሓረየና።

Viz kapitola kopírovat




ኤፌሶን 1:11

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy