27 ኣብ ውሽጢ ድንኳናትኩም ኴንኩም ድማ ኸምዙይ እናበልኩም ኣጕረምረምኩም፤ ‘እግዚኣብሄር ስለ ዝፀልአና፥ ምእንቲ ኸጥፍኡና ኣብ ኢድ ኣሞራውያን ኣሕሊፉ ኽህበና፥ ካብ ምድሪ ግብፂ ኣውፅአና።