22 “ንስኻትኩም ከዓ፥ ኵልኻትኩም ናባይ መፂእኹም፥ ‘በየናይ መንገዲ ኸም እንድይብ፥ ናበየንአን ከተማታትውን ከም እንኣቱ ተመሊሶም ክነግሩና ነታ ሃገር ዝስልሉልና ቕድሜና ሰባት ንስደድ’ በልኩምኒ።