Online Bible

- Reklamy -




2 ሳሙኤል 5:20 - መፅሓፍ ቅዱስ

20 ዳዊት ድማ ናብ በኣልፐራሲም መፀ፤ ኣብኣ ኸዓ ወቕዖም እሞ፥ “ማይ ከም ዘፍርስ፥ እግዚኣብሄር ንፀላእተይ ኣብ ቅድመይ ኣፍረሶም” በለ። ስለዙይ ነታ ቦታ እቲኣ በኣልፐራሲም ዝብል ስም ኣውፅአላ።

Viz kapitola kopírovat




2 ሳሙኤል 5:20

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy