Online Bible

- Reklamy -




2 ሳሙኤል 3:35 - መፅሓፍ ቅዱስ

35 ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸዓ ንዳዊት ገና ቐትሪ እንተሎ “እንጀራ ብላዕ” ኽብልዎ መፁ። ዳዊት ግና፥ “ፀሓይ እንተይዓረበት እንጀራ ኾነ ወይ ካልእ እንተ ጠዓምኩ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይግብረኒ፤ ከምዙይውን ይወስኸኒ” ኢሉ መሓለ።

Viz kapitola kopírovat




2 ሳሙኤል 3:35

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy