Online Bible

- Reklamy -




2 ሳሙኤል 2:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ነፍሲ ወከፍ ርእሲ መጋጥምቱ ኣፅኒዑ ሒዙ ሰይፊ ኣብ ጐድኒ መጋጥምቱ ሸኸለ፤ ተተሓሒዞም ከዓ ብሓደ ወደቑ። ስለዙይ እታ ቦታ ግራት ስሕለታም ሰይፊ ተብሃለት። ንሳ ድማ ኣብ ገባዖን ትርከብ።

Viz kapitola kopírovat




2 ሳሙኤል 2:16

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy