Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
19 እቶም ንኣድርኣዛር ዝግዝኡ ዝነበሩ ዅሎም ነገስታት ድማ ኣብ ቅድሚ እስራኤል ከም ዝተስዓሩ ምስ ረአዩ፥ ምስ እስራኤል ተዓሪቖም ንኣኣቶም ተገዝኡ፤ ገበሩሎምውን። ሶርያውያን ከዓ ድሕሪዙይ ፈሪሖም ንደቂ ኣሞን ኣይረድእዎምን።