Online Bible

- Reklamy -




2ይ ነገስት 1:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ኤልያስ ድማ ነቲ ሓለቓ ሓምሳ “ኣነ ናይ እግዚኣብሄር ሰብ እንተ ኾይነስ፥ ሓዊ ኻብ ሰማይ ይውረድ፤ ንኣኻን ነዞም ሓምሳ ሰባትን ከዓ የቃፅልኩም” ኢሉ መለሰሉ። ሽዑ ሓዊ ኻብ ሰማይ ወሪዱ ንእኡን ነቶም ሓምሳ ሰባቱን ኣቃፀሎም።

Viz kapitola kopírovat




2ይ ነገስት 1:10

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy