Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
29 እቲ ዝተረፈ ናይ ሰሎሞን ታሪኽ፥ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕረዋይን ኣብ ታሪኽ ነቢይ ናታንን ኣብ ትንቢት ኣኪያ በዓል ሴሎን ኣብ ራእይ ኣዶ ዝተፅሓፈዶ ኣይኮነን? ራእይ ኣዶ ብዛዕባ ኢዮርብዓም ወዲ ናባጥውን ዝዛረብ እዩ።