Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
13-14 ብዘይ እቲ ሰብ ሸቐጥን ነጋዶን ዘምፅእዎ ዝነበሩ፥ እቲ ንሰሎሞን በብዓመቱ ዝኣትዎ ዝነበረ ወርቂ ዕስራን ሰለስተን ሽሕ ኪሎ ግራም ዝምዘን ነበረ። ኵሎም ነገስታት ዓረብን ሹመኛታት ሃገርን ድማ ንሰሎሞን ወርቅን ብሩርን የምፅኡሉ ነበሩ።