Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
11 ሰሎሞን “ኣብ ቤት ዳዊት ንጉስ እስራኤል፥ ታቦት እግዚኣብሄር ስለ ዝኣተወ ቅዱስ ቦታ ኾይኑ እዩ እሞ፥ ሰበይተይ ኣብኡ ኽትነብር ኣይግብኣን እዩ” ስለ ዝበለ፥ ንጓል ፈርዖን ካብ ከተማ ዳዊት ኣውፂኡ ናብታ ዝሰርሐላ ቤት ኣደየባ።