Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 7:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኵሎም ደቂ እስራኤል ድማ እቲ ሓዊ ኽወርድ፥ ክብሪ እግዚኣብሄር ድማ ነታ ቤተ መቕደስ መሊእዋ ምስ ረአዩ፥ ኣብታ ብእምኒ ዝተነፀፈት ቦታ ብገፆም ናብ ምድሪ ፍግም በሉ፤ ሰጊዶም ድማ ንእግዚኣብሄር፥ “ብሓቂ ንሱ ሰናይ እዩ፤ ምሕረቱውን ንዘለኣለም ይነብር እዩ” ኢሎም ኣመስገንዎ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 7:3

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy