Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 7:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ኣብ መበል ዕስራን ሰለስተን መዓልቲ ናይታ ሻውዐይቲ ወርሒ ሰሎሞን ነቶም ህዝቢ ነናብ ድንኳናቶም ሰደዶም። ንሳቶም በቲ እግዚኣብሄር ንዳዊትን ንሰሎሞንን ንህዝቡ እስራኤልን ዝገበረሎም ፅቡቕ ነገር ሕጉሳትን ፍሱሓትን ኮይኖም ከዱ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 7:10

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy