Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 6:30 - መፅሓፍ ቅዱስ

30-31 ሽዑ ንስኻ ኣብ ሰማይ፥ ኣብታ እትነብረላ ስፍራ ዄንካ ስማዕ፤ ይቕረውን በል፤ ንልቢ ደቂ ሰብ እትፈልጦ ንስኻ በይንኻ ኢኻ እሞ፥ ኣብዛ ነቦታትና ዝሃብካዮም ምድሪ ዝነብሩለን ኵለን መዓልቲታት ምእንቲ ኸኽብሩኻን ክእዘዙኻን፥ ንነፍሲ ወከፍ ናይ ልቡ ፈሊጥካ፥ ከከም መንገዱ ሃቦ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 6:30

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy