Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 6:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ሰሎሞን ክልተ ሜትርን ዕስራን ሰንቲ ሜትር ዝምንዋሑ፥ ክልተ ሜትርን ዕስራን ሰንቲ ሜትር ዝምግፋሑ፥ ሓደ ሜትርን ሰላሳን ሰንቲ ሜትር ዝምብራኹ መድረኽ ብነሃስ ሰሪሑ ነበረ፤ ኣብ ማእኸል እቲ ዓፀድ ከዓ ገበሮ። ኣብ ልዕሊኡ ድማ ደው በለ፤ ኣብ ቅድሚ ኵሉ እቲ ማሕበር እስራኤል ከዓ ተምበርኪኹ ኣእዳዉ ናብ ሰማይ ዘርግሐ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 6:13

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy