Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 5:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 እቶም ነፋሕቲ መለኸትን መዘምራንን፥ ንእግዚኣብሄር ከመስግንዎን ክውድስዎን ድምፆም ብሓደ ኣስምዑ። ብመለኸትን ብፀናፅልን ብኻልእ ዓይነት መሳርሒ ሙዚቃን ተሰንዮም፥ “እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፤ ምሕረቱ ኸዓ ንዘለኣለም እዩ” እናበሉ ድምፆም ዓው ኣቢሎም ንእግዚኣብሄር ኣመስገንዎ። ሽዑ ነቲ ቤት እግዚኣብሄር ደመና መልኦ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 5:13

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy