Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
1 በዝ ኸምዙይ እቲ ሰሎሞን ንቤት እግዚኣብሄር ዝሰርሖ ዅሉ ስራሕ ተፈፀመ። ሰሎሞን ድማ እቲ ኣቦኡ ዳዊት ንእግዚኣብሄር ዘወፈዮ፥ ነቲ ብሩርን ወርቅን ንዅሉ ኣቑሑን ኣምፂኡ፥ ኣብ ውሽጢ ቤት እግዚኣብሄር ኣብ ዝነበረ ቤተ መዛግብቲ ኣንበሮ።