Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 3:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11-13 ምንዋሕ ሓደ ኽንፊ ናይ ሓደ ኪሩቤል ክልተ ሜትርን ዕስራ ሰንቲ ሜትርን ነበረ። ንኽንፊ ናይቲ ኻልኣይ ኪሩቤል ከዓ ይነክእ ነበረ። ሓደ ኽንፊ ናይቲ ኻልኣይ ኪሩቤል ድማ ኽልተ ሜትርን ዕስራ ሰንቲ ሜትርን ነበረ። ስለዙይ ናይ ክልቲኦም ኪሩቤል ኣኽናፍ ምንዋሑ ትሽዓተ ሜትር ነበረ። ካብ መንደቕ ናብ መንደቕ ከዓ ይበፅሕ ነበረ። በእጋሮም ደው ኢሎም ነበሩ፤ ገፆምውን ናብ ቤት ኣቢሉ ይርኢ ነበረ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 3:11

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy