Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 13:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 እንሆ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌና ሓለቓ እዩ፤ እቶም መለኸት ዝነፍሑ ኻህናቱ ኣብ ልዕሌኹም ክነፍሑ ድማ ምሳና እዮም። ኣቱም ደቂ እስራኤል፥ ምስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትኩም ኣይትዋግኡ፥ ኣይቐንዐኩምን እዩ።”

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 13:12

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy