Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
7 እግዚኣብሄርውን ሰብነቶም ከም ዘዋረዱ ምስ ረአየ፥ ንሸማያ ኸምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር መፆ፦ “ርእሶም ኣዋሪዶም እዮም እሞ ኣየጥፍኦምን እየ፤ ድሕሪ ቑሩብ መዓልቲ እውን ከድሕኖም እየ። ናህሪ ቝጥዐይ ከዓ ብኢድ ሺሻቅ ኣብ ልዕሊ ኢየሩሳሌም ኣይፈስስን እዩ።