Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 12:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ኵሉ እቲ ሮብዓም ዝገበሮ፥ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕረዋይን፥ ኣብ ታሪኽ ናይ ነቢይ ሸማያን፥ ኣብቲ በዓል ራእይ ኣዶን፥ ኣብ መፅሓፍ ትውልዲ ዝተፅሓፈዶ ኣይኮነን? ኣብ መንጎ ሮብዓምን ኢዮርብዓምን ድማ ብዅሉ ዘመኖም ውግእ ነበረ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 12:15

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy