Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
13 ሮብዓም ክነግስ እንተሎ ወዲ ኣርብዓን ሓደን ዓመት ነበረ። ኣብ ኢየሩሳሌም ከዓ ብርቱዕ ንጉስ ኮነ። ኣብታ እግዚኣብሄር ስሙ ኸንብረላ፥ ካብ ኵለን ከተማታት ነገዳት እስራኤል ዝሓረያ ኢየሩሳሌም ኮይኑ ኸዓ ዓሰርተ ሸውዓተ ዓመት ገዝአ። እኖኡ ድማ ናዓማ እትበሃል በዓልቲ ኣሞን ነበረት።