Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
18 ንጉስ ሮብዓም ነቲ ኣገባሪ ዝነበረ ኣዶኒራም፥ ናብ እስራኤላውያን ሰደዶ። ደቂ እስራኤል ድማ ብእምኒ ቐጥቂጦም ቀተልዎ። ንጉስ ሮብዓም ግና ናብ ሰረገላኡ ብቕልጡፍ ደዪቡ ናብ ኢየሩሳሌም ሃዲሙ ኣምለጠ።