Online Bible

- Reklamy -




2 ይ ዜና 10:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ሽዑ ዅሎም እስራኤል፥ እቲ ንጉስ ከም ዘይሰምዖም ምስ ረአዩ፥ እቶም ህዝቢ፦ “ምስ ዳዊት እንታይ ክፍሊ ኣለና? ኣብ ወዲ እሴይ ርስቲ የብልናን፤ ኣቱም ህዝቢ እስራኤል! ነናብ ድንኳናትኩም ተመለሱ። ኣታ ዳዊት ሕዝስ ቤትካ ሓሉ” ኢሎም ንንጉስ መለሱሉ። ሽዑ ህዝቢ እስራኤል ነናብ ድንኳናቶም ከዱ።

Viz kapitola kopírovat




2 ይ ዜና 10:16

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy