Online Bible

- Reklamy -




1 ይ ዜና 29:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 በታ መዓልቲ እቲኣ ኸዓ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክበልዑን ክሰትዩን እንተለዉ የመና ተሓጕሶም ነበሩ። ንሰሎሞን ወዲ ዳዊትውን ካልኣይ ጊዜ ኣንገስዎ። ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከዓ ሰሎሞን ንጉስ ክኸውን ሳዶቅውን ካህን ክኸውን ቀብእዎም።

Viz kapitola kopírovat




1 ይ ዜና 29:22

Následuj nás:

Reklamy


Reklamy