9 ኣነ ኣብ ጸበባን ኣብ መንግስትን መከራን የሱስ ክርስቶስ ሓውኩምን ብጻይኩምን ዝኾንኩ ዮሃንስ፡ ምእንቲ ቃል ኣምላኽን ምስክር የሱስ ክርስቶስን ኣብታ ጳጥሞስ እትብሃል ደሴት እየ ነይረ።