Online Bible

- Reklamy -




ዘሑልቍ 6_1:11 - Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024

11 እቲ ኻህን ከኣ፡ ነቲ ሓደ መስዋእቲ ሓጢኣት፡ እቲ ኻልኣይ ከኣ ከም ዚሓርር መስዋእቲ ኣዳልዩ፡ ብምውታን ሓጢኣት ስለ ዝገበረሉ ኬተዓርቖ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ርእሱ ኬቕድስ ኣለዎ።

Viz kapitola kopírovat




Následuj nás:

Reklamy


Reklamy