Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
15 ኣሮንን ደቁን ነቲ መቕደስን ንዅሉ ኣቓሑ መቕደስን ምስ ወድኡ፡ እቲ ሰፈር ክድይብ ከሎ። ብድሕሪኡ ደቂ ቄሃት ሒዞም ኪመጹ እዮም፤ ንቕዱስ ነገር ግና ከይሞቱ፡ ኪትንክፉ የብሎምን። እዚ ነገር እዚ ኣብ ድንኳን ምርኻብ ንደቂ ቄሃት ጾር እዩ።