Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
14 ንዅሉ እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዜገልግልዎ ኣቕሑኡ፡ ነቲ መትሓዚ ሓዊ፡ ነቲ መኣዝናት ስጋን ነቲ ሸፋሽፍቲን ነቲ መሳዅትን፡ ንዅሉ ኣቕሑ መሰውኢ፡ የቐምጥዎ። ኣብ ልዕሊኡ ድማ መሸፈኒ ቈርበት ቘርበት ዘርጊሖም ኣብ በትሩ ይኣስርዎ።