Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
4 ናዳብን ኣቢሁን ድማ ኣብ በረኻ ሲና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ጓና ሓዊ ምስ ኣምጽኡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞቱ፣ ውሉድ ከኣ ኣይነበሮምን። ኣልኣዛርን ኢታማርን ድማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ኣቦኦም ኣሮን ብክህነት የገልግሉ።