Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
13 በዅሪ ዅሎም ናተይ ስለ ዝኾኑ። በታ ኣብ ምድሪ ግብጺ ንዅሎም በዅሪ ውሉዳት ዝወቕዕኩላ መዓልቲ፡ ንዅሎም በዅሪ እስራኤል ንዓይ፡ ሰብን እንስሳን ቀደስክዎም። ናተይ ኪዀኑ እዮም፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።