Bible a studium - BibliaTodo
Bible, nástroje a volné plány
5.0★★★★★
50 ንሌዋውያን ግና ኣብ ልዕሊ ድንኳን ምስክርን ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኣቕሑኡን ኣብ ልዕሊ እቲ ናቱ ዘለዎ ዅሉን ሸሞ። ነቲ ማሕደርን ንዅሉ ኣቑሑቱን ክስከሙ ኣለዎም፤ ንሳቶም ድማ የገልግልዎን ኣብ ዙርያ እቲ ድንኳን ከቐምጥዎን እዮም።