Online Bible

- Reklamy -




ሚልክያስ 1_1:8 - Tigrigna: Contemporary Tigrinya Bible 2024

8 ንዓይነ ስዉራን ከም መስዋእቲ እንተ ኣቕሪብካዮም፡ ክፉእዶ ኣይኰነን፧ ንሓንካሳትን ንሕሙማትን እንተ ሰዊእካ ድማ ሕማቕ ኣይኰነን፧ ሕጂ ንኣመሓዳሪኻ ኣቕርቦ፤ ብኣኻ ድዩ ደስ ክብለካ ወይስ ሰብካ ክወስዶ? ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።

Viz kapitola kopírovat




Následuj nás:

Reklamy


Reklamy